Tigrai Calendar User Reviews

Top reviews

I love this app!!!

Great work Haile Berhe. You are a very talented developer!!!

Amazing!! Wonderful App!!

Thank You very much for creating this wonderful app! I wish I could rate it 100000000s stars than just 5 stars. Thank You 🙏 God bless You abundantly 🙏

Response from developer

የቕንየለይ! ሼር ግበርዋቶ ተጋቱ ክረኽብዎ፡ ኣብት ርእሲ ኣፕ ናይ ሼር ስእሊ ኣሎ። ገና ብዙሕ ዝተርፈና ስራሕ ኣሎ ዘይተሰነደ፡ ብፍላይ እንታብ ነሓሰ 2022 ናብዙይ ዘሎ ኣብ ምእካብ ሓበሬታ እሰርሕ ኣለኹ። ኣብ ቀረባ ኣፕዴት ክፍንው እየ። ክትሕግዙ ትደልዩ ኢመይል ግበሩ TigraiCalendar@gmail.com ክብረት ይሃበለይ።

It’s fabulous!

Hands down the best Tigray calendar 🙏🏽 keep it up Wedi Berhe

Response from developer

የቕንየለይ! ሼር ግበርዋቶ ተጋቱ ክረኽብዎ፡ ኣብት ርእሲ ኣፕ ናይ ሼር ስእሊ ኣሎ። ገና ብዙሕ ዝተርፈና ስራሕ ኣሎ ዘይተሰነደ፡ ብፍላይ እንታብ ነሓሰ 2022 ናብዙይ ዘሎ ኣብ ምእካብ ሓበሬታ እሰርሕ ኣለኹ። ኣብ ቀረባ ኣፕዴት ክፍንው እየ። ክትሕግዙ ትደልዩ ኢመይል ግበሩ TigraiCalendar@gmail.com ክብረት ይሃበለይ።

ዓውዲ ኣዋርሕ ትግርኛ:-

አቐዲመ አብዚ ጥንኩር እዋን ንሕዝብና ዝጠቅም መቑፀሪ ማዓልቲ ተገዲስካን እዋን ወሲድካን በዘይ ክፍሊት ስለዝለገስካና አዝየ የመስግን:: እታ አፀዋውዓዐ ግና አብ ክንዲ:- ትግራይ ዓውዲ ኣዋርሕ ዓውዲ-ኣዋርሕ ትግራይ እንተትባሃል ብትሕትና እላቦ/ይሓትት::🙏

Response from developer

የቕንየለይ!! እታ ትግርኛ ከምኣ እንተኾይናማ ክእርማ እየ። ኣብዝ ሎማቕነ፡ ዝገብሮ ዘለኹ ምምዕርራይ ኣሎ እሞ ክፍንዎ እየ። ቁርብ ፍፃመታት ውንወሲኸሉ ኣለኹ። ኣብዝ ዝውስኾ ዘለኹ historical events እት ቴክስት ብዝሕ ዝበከ እዩሞ ኣብ ምስትኽኻል ሓገዝን ምትሕብባርን ከድልየኒ እዩ። ሼር ግበርዋቶ ተጋቱ ክረኽብዎ፡ ኣብት ርእሲ ኣፕ ናይ ሼር ስእሊ ኣሎ። ገና ብዙሕ ዝተርፈና ስራሕ ኣሎ ዘይተሰነደ፡ ብፍላይ እንታብ ነሓሰ 2022 ናብዙይ ዘሎ ኣብ ምእካብ ሓበሬታ እሰርሕ ኣለኹ። ኣብ ቀረባ ኣፕዴት ክፍንው እየ። ክትሕግዙ ትደልዩ ኢመይል ግበሩ TigraiCalendar@gmail.com ክብረት ይሃበለይ።